REAL ESTATE SERVICES, BROKERAGE RENDEZ-VOUS...ኣን: በዓል መስቀል ኣ ብ መናፈሻ...
Transcript of REAL ESTATE SERVICES, BROKERAGE RENDEZ-VOUS...ኣን: በዓል መስቀል ኣ ብ መናፈሻ...
-
TICKETS: 15 yrs Work experience
• Your Traffic court matters, Accidents• Careless driving, Impaired driving • Speeding, No insurance driving• Car insurance lowest rates
TRAFFIC TICKETSFOR ALL YOUR TRAFFIC
Tel: 416-247-1616416-939-5883
2095 Weston Rd. #206
ደብዳበታት
* ምሁራትን ዓበይቲ ዓድን*Page 4
The offences of uttering threats and assault in
Canada Law: Page 13
R E A L E S T A T E S E R V I C E S
REAL ESTATE SERVICES, BROKERAGE
Broker of Record
O�ce: (416) 243 - 2400www.amdirect.ca
ቃል-መፍትሕእንታይ ዓይነት ሞያ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣበየናይ ኮለጅ ነጽንዕ ውን ምምማይ ከድልየና’ዩ
Page 8
1408 Danforth Ave. Toronto, ON M4J 1M9
Restaurant, BAR & CAFE
RENDEZ-VOUS
ኩሉ ግዜ ምርጫኹም ቤት መግቢ ራንዴቩ ይኹን!
416-469-2513ናብ ገጽ 4 ይቕጽል
ምእመናን ክርስትና ተቐማጦ ቶረንቶን ከባቢኣን: በዓል መስቀል ኣብ መናፈሻ ኢተን-ብሉር ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ኣኺቢሮም።
እዚ ብ27 መስከረም ዝተጸምበለ ሃይማኖታዊ በዓል ብቤተ-ክርስትያን መድሃኔ-ኣለምን ቅዱስ ሚካኤልን ዝተወደበ ኮይኑ ብርክት ዝበሉ ምእመናን ተሳቲፎሞ ኔሮም።
ካህናት ክልቲኡ ቤተ-ክርስትያናት ልቢ ሰብ ዝ
በዓል መስቀል ብክብ ዝበለ ድምቀት ተጸምቢሉ
CallFreweini Belai GhileZeinab Warah
Tel 416 485 6387Toll Free 1 877 727 6387Fax 416 485 9329Email [email protected]
Airliners118 Eglinton Ave West, Suite 500, Toronto, ON M4R 2G4Ontario Reg. Nos.4631685, 4631677
THE BEST AIRFARESWORLDWIDE
Airliners_Meftih_Oct09rev.qxd 9/28/09 5:23 PM Page 1
MEFTIH THE LIFE LINE OF ERITREAN COMMUNIT Y AWARD WINNING INDEPENDENT MONTHLY NEWSPAPER
መጀመርታ ዓርቢ ናይ ነፍስ-ወከፍ ወርሒ እትሕተም ወርሓዊት ጋዜጣ
JOIN THE MARCH .
USA, CANADA, UK, ETHIOPIA, , SWITZERLAND, SWEDEN, GERMANY, , HOLLAND, SAUDI ARABIA, ITALY, ,
FRANCE, AUSTRALIA, NORWAY, , BELGIUM, DENMARK, KUWAIT, GREECE, ,
JAPAN, ISRAEL, UKRAINE, NIGERIA . . . .
BE PART OF THE GLOBAL ENGAGEMENT
www.genbartoronto.com
YES, WE CAN.www.genbartoronto.com
PERHAPS T0GETHER, MAKE A DIFFERENCE.
-
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 2
IMMIGRATION PROBLEMS?• Refugee Calaims (Legal Aid Certificates accepted) • Family Sponsorships• Sponsorship Appeals• Independent Immigrants • Humanitarian Applications• Temporary Student & Work Visas• PRRA (For Refused Refugee Claims)
Belva Spiel, B.Mus, LL .B. Barrister & Solicitor
1670 BayView Ave. Suite 402, Toronto, Ontario
Member Of Law Society Of Upper Canada Since 1986 Practicing Exclusively In The Area Of Immigration & Refugee Law
Lawyer Serving the Eritrean community since 1990
Please call
416-486-1688 to arrange an appointmentInterpreters arranged on request
Fax (416) 486 - 2274
African Palace Restaurant416-588-7819
ቤት መግቢ ኣፍሪካን ፓላስ
ንኩሎም ዓማዊል ሰናይ ዘበን ክኾነልኩም እናተመነና፡ ንሰብ
ሓዳር፡ ንፍቑራት፡ ንስድራቤት፡ ኣዕሩኽን መሓዙትን ብልጽቲ መራኸቢት ክትከውን
ንምነየልኩም።
ብጥዑም መግቢ እናተዓንገልኩም፡ ፍሽኽታ ብዝመልኦ ኣቀባብላ እናተኣንገድኩም፡ ብባህ ዘብሉ
ታሪኻዊ ስእልታት እናተዘናጋዕኩም ናይ ዕረፍቲ ግዜኹም ኣብ ኣፍሪካን ፓላስ
ከተሕልፉ ምጽኡ!ብድሓን ምጽኡ!
834 Bloor St. W. (one block east of Ossington)
Toronto, ON.
ሜሪ
-
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 3
Phildo� Business Ventures Ltd. is well known specialist in used cars sales.As low as $1000.00 can get you a reliable used car domestic or Japanese guaranteed!
Used Ca
rs Sales,
Financin
g &
Rentals
2150 Steeles Ave. W. unit 3, Vaughan, ON. L4K 2Y2
ምስ ባጀትኩም ትመጣጠን ብልጽቲ መኪና ንምዕዳግ ኩሉ ግዜ ናባና ምጽኡ!
Get A Used CarWith unbelievable Price
For a cheap, reliable and affordable used
cars call Philips Monday Udofe
at 416-939-8254905-482-9081
Phildo� Business Ventures Ltd. “A division of Motors International”
Premier Bazaar Mall262 P Tel: 416-844-5841
Email: [email protected]
s, s, Accessoriess,
Transfer
P ’
Products & Services
ቀመማ-ቀመም፡ በብዓይነቱ ኣገልግሎት ዝህባ ድኳናት፡ ቢዝነስ ንዝጅምሩ ብርትዓዊ ዋጋ ዝካረ ቦታ ወዘተ ኩሉ ዝደለኹሞ ኣብ ፕረሚር ባዛር ሞል ይርከብ!
ብድሓን ምጽኡ!
-
Letters To Editor Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 4
ናብ ገጽ 8 ይቕጽል
ካብ ገጽ 1 ዝቐጸለ
ደብዳበታትብዓንተብኡ “ጽባሕ ዒድ ወይስ” ኣብዚ ዝብል መንጎኣዊ ሓሳብ ተንጠልጢሎም ንሰላተ ተራውሕ መስርዕ ዝሓዙ ኣመንቲ ገና ኢማም “ ኣላህ ወ ኣክበር!” ከይበለ እዩ ካብ ቤት ጽሕፈት ኣውቃፍ ዝተፈነወ ዜና መስጊድ ሓጂ ኣብራር ኣኽርያ በጺሑ ክውንነት ዒድ ኣልፈጥር ዘበሰረ፡፡ ዝነበረ ጸጥታ “ ዒድ መብሩክ!” ብዝብል ቃል ተተርቢዑ መስጊድ እንቋዕ ኣብጻሓናን ምትሕቑቃፍን ደሚቓ። ጣዕሚ መቐረት ረመዳን ገና ዘይጽገቡ ገለ ገለ ኣመንቲ ብንብዓት ገጾም ክሕጸብ እንከሎ ካልኦት ዝበዝሑ ኣብቲ መስጊድ ዝነበሩ ግን ገና ኣጸቢቑ ከይመሰየ ገለ ገለን ንዒስ ዘድልዩ መቐበል ጋሻ ዝኾኑ ከም ከረሜላን ብስኩትን ካልእን ዝኣመሰሉ ነገራት ንምዕዳግ ቀልጢፎም ካብቲ መስጊድ ወጺኦም ተበቲኖም። ሓጂ ዓብዱልቃድር ከምቶም ካልኦት ኣመንቲ ኣሕዋቶም ንድኻታት መኽፈቲ ኣፍ ጾም ዝኸውን ምጽዋት(ዘካተል ፊጥር) ኣብታ ናይታ መስጊድ ንእሽቶ ሳንዱቕ ድርብይ ኣቢሎም ብድሙቕ ፍሽኽታ ዝማዕረገ ገጾም ከይሃሰሰ ንገዝኦም ኣምሪሖም። “ጽባሕ’ያ ዒድ!” እንዳበሉ ብደስታ ዝዘሉን ኣብ ትሕቲ ብርሃን ዓንዲ መብራህቲ ጽርጊያ ዝገላበጡን ቆልዑ ብፍሽኽታ እንዳተዓዘቡ ገዝኦም በጺሖም ገና ኮፍ ከይበሉ፡ “ዓብዱዋስዕ ኣይመጸን’ዲዩ…….?” ቦኽሪ ወዶም እዋን ሰዓት ትሽዓተ ገዛ ከምዘይኣቱ እንዳፈለጡ ኢዮም ሓቲቶም።“ይትረፍ’ዶ ረመዳን ኮይኑስ ካልእ ጊዜ’ኳ ቀልጢፉ ዘይኣቱ….”ኣደይ መርየም በዓልቲ ቤቶም ዘረበአን ኩሉጊዜ ህዱእ’ዩ።“እንታይ ረመዳን’ሎ በቃ ጽባሕ ዒድ ኮይኑ’ዩ!” ጋቢኦም ኣብቲ ምቹእ ኮፍ መበሊ ሳሎን ድርብይ ኣቢሎም ኣብቲ ልዕሊ ኮሞዲኖ ብሓደ ጸግዒ ተቕሚጣ ዘላ ተሌፎን ብምልዓል ኮፍ እንዳበሉ ቁጽርታት ብምጽቃጥ ደዊሎም መልሲ ክጽበዩ ከለዉ “እሞ ገለ ደኣ ንዒድ ኣየድልን’ዶ?” ኣደይ መርየም ዘይቀጥታዊ ሕቶአን ወስ ካብ ምባለን ሓጂ ዓብዱልቃድር ናይቲ ዝደወሉዎ ካብቲ ዳሕረዋይ ወገን ዝስማዕ ደወል እንዳዳመጹ መልሲ ይጽበዩ ኔሮም……፣፣ =======//========== ወዲ ዕስራ ዓመት ዕድመ ዓብዱልዋስዕ ገና ኣብቲ ዘሊልካሉ ዘይጽገብ ርሱን ዕድመ ንእስነት ዝርከብ ካብ መንጎ ብጾቱ ብብስለትን ቁመናን ጎሊሑ ዝረአ
ብሙዃኑ ሂወቱ ወትሩ ኣብ ወጥሪን ላዕልን ታሕትን ምስተሸንቆረት’ያ። ብብዝሒ ኣዕሩኽን ቆጸራታቶምን ትንፋስ ዘይብሉ ዓብዱልዋስዕ ዋኒን መጽናዕቱን ንዝዋሃቦ ዕዮ ገዛን ከነጣጥፍ’ሲ ይትረፍ ገዛ ኣትዩ እፎይ ኢሉ ካብ ኣዲኡ ዝቐርበሉ መኣዲ ብህድኣት ንኽምገብ ውን ጊዜ የብሉን። ብዘይካ እቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣብ ክፍሊ ኣትዩ ኮፍ ዝብሎ ካልእ ቁሩብ ዝሃድኣላ ጊዜን ቦታን እንተሃሊያ እታ ብኣቡኡ ተገዲዱ ዝኸዳ ኣብ እዋን ጁምዓ ትስገድ ናይ እዋን ፍርቂ መዓልቲ ስግደትን ኣብኡ ዝግበር ንስሓን(ኹጥባ) ንምስማዕ ኮፍ ምስ ዝብል ጥራይ ኢያ። ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙናት’ዚ ግን ሂወቱ ክቕየር ከይጀመረ ከምዘይተረፈ ዓብዱልዋስዕ ተረዲኡዎ’ሎ። ንሂወት ዓብዱልዋስዕ ክቕይር ዝኽእል ደኣ እንታይ ተኣምራት ተፈጢሩ? =====//==========ዓይኑ ዘውደቐላን ልቡ ዝተቐበላን ጓል 18 ዓመት ጎርዞ ሰሚራ ሓጂ ሳልሕ ካብ ዝላለያ ዓመት ኣይመለአን። ጽቡቓት ደቂ ኣንስትዮ ጥዕና ዘለዎ ኣተሓሳስባ ዘለወን ዘይመስሎ ዝነበረ ዓብዱልዋስዕ ግምቱን እምነትን ፍጹም ጌጋ ከምዝነበረ ካብ ሰሚራ ብተግባር ተማሂሩ ኢዩ። ”ጠሚትካ ዘይትጽገብ” ዝብል ደረጃ ዝሃባ ሰሚራ ኣዚዩ በሊሕን ቅቡልን ኣተሓሳባኣ ምስ መጻሕፍቲ ትውዕል ትሓድር’ዩ ዘምስላ። ምስ’ዛ ጎርዞ’ዚኣ ተራኺቡ ኣብ ዘዕልለሉ ጊዜ ዝላዓል ኣርእስትን ቁምነገርን ምቁር ጥራይ ዘይኮነስ ፈታኒ’ውን’ዩ - ንዓብዱልዋስዕ። ሰሚራ ካብተን ኣብ ቤት ትምህርቲ ይኹን ኣብ ካልእ ዝፈልጠን መሓዙትን ደቂ ቤት ትምህርቱን ፍጹም ዝተፈለየት’ያ። ቅድሚ ሕጂ ንስለ ‘ዓርኪ’ላቶ” ጥራይ ምስኡ ዘዙራ ዝነበረት ጉለንስተይቲ ኣተሓሳስባኣን ዕላላን ካብ “ማስቲካን ማቲታን” ዝሓልፍ ኣይነበረን። ወትሩ ብጽፉፍ እስላማዊ ኣላብሳ(ሒጃብ) ማዕሪጋ ትረአ ሰሚራ ግን ነዞም ነገራት’ዚኣቶም ከም መሰረታዊ ነገር ኣይትርእዮምን’ያ። ካልእ ይትረፍ ንዓብዱልዋስዕ ብቃላት’ምበር ብኢዳ ሰላም ኢላቶ ኣይትፈልጥን። ኩሉ ጊዜ ዕላሎም ብ’ኣሰላሙ ዓለይኩም’ ዝብል እስላማዊ ሰላምታ ጥራይ ኢዩ ዝጅምር። ካብ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዝግበር ናይ ዕላል ርክብ ዘይሓለፈ ምሕዝነቶም ንሂወት ዓብዱልዋስዕ ክቕይር ዝኽእል ተኣምራት ምፍጣሩ ግን ኣዚዩ ዘገርም ነገር’ዩ። ጓል ገዛውቱ ሰሚራ ከምዚ ዓይነት ሓያል ኣቀራርባ ትውንን ብስልቲ ሙኻና ንሓንቲ መዓልቲ ገ
ሚቱዎ ኣይፈልጥን። ሓንቲ ሕቶ ናይ ሰሚራ ሂወቱ ንኽትሰርዕ ሓይሊ ከምዝረኸበት ግን ኣይተጠራጠረን። ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣብ እዋን ዕረፍቲ እንታይ ኢላ’ያ ዝሓተተቶ…….? ”ንምንታይ ዲኻ ትነብር? ዲያ ዝበለቶ? ግን ንምንታይ ኢዩ ዝነብር? እንታይ ኢዩ ናይ ምንባር ዕላምኡ? ብዋዛ ዝምለስ ሕቶ ኣይነበረን። ንናይ ረመዳን ጾም ከምዘይምልከቶ ብዘይ ምኽኒያት ዕሽሽ ምባሉ ከይኣክል እንደገና ሽጋራ ምትካኹ ኣገሪሙዋ ዝሓተተቶ ሕቶ ኢዩ ኔሩ-ሰሚራ። “ኣነ ንምንታይ ኢየ ዝነብር? ናይ ነብሱ ሕቶ ንነብሱ መልሲ ከይረኸበ ካብ ኣቡኡ ዝተደወለ ናይ ተንቀሳቓሲ ተሌፎኑ ጻውዒት ካብ ሓሳቡ መሊሱዎ። ====//===========“ረቢልዓለሚን ኣብ ወርሒ ረመዳን ጥራይ ኣይኮነን ዝዝከር ….ኣላህ ጎይታ ረመዳን ጥራይ ዘይኮነስ ጎይታ ኩለን ኣዋርሕን ጊዜን’ዩ……ረመዳን ሓሊፉ ማለት ምስ ኣላህ ዘለካ ርክብ ኣብቂዑ ማለት ኣይኮነን…….”ዓመት መጸት ካብ ኣቡኡ ዝሰምዖም ናይ ንስሓ ቃላት’ዮም። ኣቡኡ ነዞም ቃላት’ዚኦም ክደግሙሉ ኢሎም ኣብዚ ሰዓት’ዚ ከምዘይድውሉ ግን ይፈልጥ’ዩ። ድሕሪ ብስራት ናይ ዒድ ብዘይተለምደ ኩነታት ኣብ መስጊድ ክሳብ ክንድ’ዚ ዝኣክል ጊዜ ከይተፈለጦ ኮፍ ኢሉ ዝጸነሐ ዓብዱልዋስዕ ነቡኡ ብስልኪ ንኸዛረብ ካብቲ መስጊድ ንደገ ወጺኡ።
ሓጂ ዓብዱልቃድር እታ ኩሉ ጊዜ ዘይትተርፍ “ኣይተምሲ…ቀልጢፍካ ምጻእ!” ትብል ትእዛዛዊት ለመና መዛዘሚት ጌሮም መልእክቶም ብምትሕልላፍ ዘረባ ከየንውሑ ተሳናቢቶሞ። ዓብዱልዋስዕ ጊዜ ከየጥፈአ ኣብቲ ኣብ ጥቓ እንዳ ሰሚራ ዘሎ ኣብ ገዛውቶም ዝርከብ ዱካን እቲ ኣቡኡ ዝለኣኹዎ ኣድላዪ ነገራት ዓዳዲጉ ብቐጥታ ንገዝኡ ኢዩ ኣምሪሑ። ዕላልን ተኣኪብካ ኣብ ሓደ ኣንጎሎ ምምሳይን ዘልመዶም ኣዕሩኽቱ ብዘይተለምደ ስንብት ዓብዱልዋስዕ ግር እንዳበሎም ኢዮም ተሰናቢቶሞ። ንጽባሕ ናይ ዒድ መደብ ከማን ኣይነገሮምን። ከም ቀደም እንተዝኸውን ገና ዒድ ክልተ ሰሙን ክተርፎ እንከሎ ኢዮም እዚ ንግበር ከምዚ ንፍጠር እንዳበሉ መደባት ይሰርዑ ኔሮም። “ዘይርሳዕ” ዝበሉዎ ናይ ዝሓለፈ ዓሚ ዒድ ኣባዓዕለኦም ግን ኣብ ናይ ሎሚ ዒድ ከምዘይድገም ካብ ዝጥርጥ
ናብ ገጽ 13 ይቕጽል
ኣይረፈደን
ማረኸ ቅዳሰን ቡራኬን ድሕሪ ምስምዖም፡ ታሪኻዊ ኣመጻጽኣ በዓል መስቀል ብቀሺ ወረደ ተተሪኹ። ቀጺሎም ህጻናትን መንእሰያትን መዘምራን ክልቲኡ ቤተክርስትያናት ነቲ ኣጋጣሚ ዘድምቕ መንፈስ ምእመናን ዘረስርስ ጥዑም ዜማ ኣስሚዖም። ብድሕሪ’ዚ ዳሜራ ብኣርባዕተ ወገና ብካህናት ተባሪኻ፡ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቶረንቶ ኣቶ እስቲፋኖስ ንጉሰ ነታ ዳሜራ ወሊዕዋ።
ምቅጻል ዳሜራ፡ የሱስ ክርስቶ
ስ ዝተሰቕለላ ሓቀኛ መስቀል ንምንዳይ ኣብ 4ይ ክፍለ-ዘመን ዝተኣታተወ ስነ-ስርዓት ኮይኑ ብቅድስቲ ሄለና ከምዝተጀመረ ይትረኽ። ካብታ ግዜ’ቲኣ ጀሚሩ ከኣ ምእመናን ክርስትና ነዛ መዓልቲ፡ ዳሜራ ብምዋላዕ ብድምቀት ከብዕልዋ ይራኣዩ።
በዚ ኣጋጣሚ ጋዜጣ መፍትሕ ንኩሎም ምእመናን ክርስትና ርሑስ መስቀል ትብል!
ንስእላዊ መግለጺ ገጽ 26 ተመልከቱ
በዓል መስቀል . . .
ከመይ ቀኒኹም ኣዳለውቲ ጋዜጣ መፍትሕ። ኣብ ጋዜጣኹም ብእትጽሕፍዎ መሃሪ ጽሑፍ ካብ ግዜ ናብ ግዜ የዕግበኒ ከምዘሎ ክሕብረኩም ይፈቱ። እዚ ናተይ ርእይቶ ጥራሕ ዘይኮነ ናይ ብዙሓት ኣዕሩኽተይ ርእይቶ ውን’ዩ። ብፍላይ ሩፋኤል ኣረፋይነ ዘቕርቦ ዘሎ ጽሑፍ ፍሉይ ምስጋና ክህቦ ይደሊ። ኣብ ናይ ማሕበረሰብና ሕሳብ ባንክ $507,041 ክርአ ዝግብኦ፡ $34,519 ጥራሕ ይርአ ከምዘሎ ነጊርና። ኣነ ከምዚ ከማይ ከኣ ብዙሓት ኣለዉ ናይ ኣካውንቲን ጸብጻብ ጽቡቕ ጌርና ኣይንርድኦን ኢና፡ ብከምዚ ሩፋኤል ጌሩ ዘቕረቦ እንተዘይቀርበለይ ክንደይ ገንዘብ ከምዝጠፍአ ክፈልጥ ኣይምኽኣልኩን። ሕጂ ግን ካብቲ $501,041 ነቲ $34,519 ኣጉዲለ፡ $466,522 ገንዘብ ካብ ማሕበረሰብና ጠፊኡ ከምዘሎ ክርዳእ ኪእለ ኣለኹ።
ሰብ እንተተማሂሩ ንነብሱ ጥራሕ ኣይኮነን ዝጥቀመሉ ንህዝቡ ክምህር ውን ይግባእ’ዩ። ንህዝቡ በቲ ዝፈልጦ ከገልግል ምስ ጀመረ ምሁር ይበሃል። ነቲ ዝተማህሮ ዶሞዝ ክበልዓሉ ጥራሕ ዘይኮነ ንህዝቢ ውን ክምህረሉ ኢዩ ተማሂሩ። ሓደ ምሁር ኣብ ጋዜጣ እናጸሓፈ ንህዝቢ በቲ ዝፈልጦ ትምህርቲ ከምዚ ናይ ሩፋኤል ዝገበሮ ናይ ኣካውንቲን፡ ናይ ሕጊ ትምህርቲ ቦድ ኦደቶይንቦ፡ ናይ ኮምኒቲ ትምህርቲ ጀሚላ ኣማን፡ መም. ኣምለሰት ተስፋይ፡ ናይ ስራሕ ምድላይ ሚሚ ቻንዲ፡ ናይ ኢሚግረሽን ለስሊ ላኮስ ወዘተ። ዝበዝሑ ብእንግሊዝ ዝ
ጽሕፉ ካብ ማሕበረሰብና ኣይኮኑን ናይ ካልእ ማሕበረሰብ ኢዮም፡ ግን ንናቶም ኮይኖም ንዓና ውን ይኾኑና ኣለዉ። ኣነ ካብ ጽሑፋቶም ብዙሕ’የ ዝመሃር።
ሓደ ምሁር ብሞይኡ ኣብ ጋዜጣ ዝጽሕፍ እንተኮይኑ ክሳብ ክንደይ ነብሰ-ተኣማንነት ኣብ ሞይኡ ከምዘለዎ’ዩ ዘርኢ። እዚኦም ከኣ ምትእምማን ስለዘለዎም ኣብቲ ትምህርቶም ፍልጠት ከምዘለዎም ካብ ጽሑፎም ይፍለጥ። ንሕና ከምዞም ደቂ ካልእ ዓሌት ኣብዚ ጋዜጣ ዝጽሕፉ ዘለዉ ምሁራት ኣብ ማሕበረሰብና ኣለና፡ ግን ንህዝቦም ክምህሩ ኣይንርእዮምን። ኣብቲ ሞይኦም ምትእምማን ምስ ገበሩ ናይ ሞይኦም ተመኩሮ ምስ ኣማዕበሉ ክምህሩና ተስፋ ይገብር።
ካልእ ክዛረበሉ ዝደሊ ናይ ዓበይቲን መራሕቲ ሃይማኖትን ተራ ኢዩ። ንሕና ብባህልና ዓበይቲ ነኽብር ኢና ዘኽብር ስራሕ ስለዝሰርሑ። ዓበይቲ ዕድመ ዝመሃሮም ሰፊሕ ልቢ ስለዘለዎም ናይ ዝኾነ ሽግር ፍታሕ ኣይስኡንን ኢዮም። ቀደም ኣብ ዓዲ ከለኹ ቅድሚ ናብ ስደት ምውጽአይ ኣብ ዓድና ዝተባእሱ ሰብ ሓዳር ዝዓርቁ ኣብ ሓቂ ተሞርኪሶም ዝዛረቡ እቶም ዓበይቲ’ዮም ኔሮም። ንሞት ውን ኣይፈርሑን’ዮም። ንኣብነት ኣብ 1983 ወታሃደራት ደርግ ‘ስለምንታይ ንወንበደታት ኣብዚ ኣድሪርኩሞም’ ኢሎም ንተቐማጦ ደቂ-ጽኑዓ ኣኪቦም ንኩሎም መንእሰያት
ምሁራትን ዓበይቲ ዓድን
-
JD Auto Mechanic
We do:Engine / Transmission•Electrical•Safety Inspection•Air Conditioning•Mufflers•Starter•Oil change•
ንኩሎም ዓማዊል ሰናይ ዘበን ክኾነልኩም እናተመነና፡ ንስሉጥን ውሕሉልን ጽገና መኪናኹም ኩሉ ግዜ ናብ JD
Auto Mechanic ከተምርሑ ንላበወኩም!ኣድራሻና
495 Eastern St. (at Logan), Toronto,ንዝያዳ ሓበሬታ
ጆርዳን ተወከሱOffice: 416-465-0650Cell: 416-873-5983
416-873-5983495 Eastern St. (at Logan)
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 5
ተቆጥሮ መስራት እስከ መቸ ነው
ብላቹ ኣሰባቹ ታውቃላችሁን?
ያለውትህ ስራ ቀዋሚና እስከ መጨረሻ ዘላቂ
ለመሆኑ እርግጠኛ ነውትንህ?
ካልሆናቹ በትርፍ ግዜው በፈለጉት ቀንና ሰዓ
ት በሳምንት ከ7 እስከ 10 ሰዓት መስዋእት ኣ
ድርገው ከሁለት እስከ ሰወስት ዓመት በሃውላ
ራስህን ከገንዘብ ሃሳብ ነጻ መውጣት ይችላሉ።
በበለጠ ለመረዳት ከፈለጉ በሚቀጥል ቁጥር ይ
ደውልሉን
647-886-3185 ማህዲ
Quality Cars Wholesale2495 Du�erin St. Unit # 2 Tel: 416-782-2200
Entrance From Ridelle Ave.
ንኩሉኹም ምእመናን ክርስትና ርሑስ በዓል መስቀል እናበልና፡ ብሉጻት ዘወናውና መካይን ንመሸጣ ቀሪብና ከምዘለና ብሓጎስ ነበስር!
ብተወሳኺ ታክሲ ክትዕድጉ ትደልዩ፡ ናይ ዝተፈላለያ ካምፓኒታት ማለት ቤክ፡ ሮያል፡ ዲያሞንድ፡ ኮኣብ፡ ዝተፈላለያ ሞዴላት መካይን ንዓማዊል ቀሪብና ስለዘለና ግዜ ከይወሰድኩም ርኸቡና!
መዓስ’ዚ ጥራሕ፡ ታክሲ ክትዝውሩ ምስ እትደልዩ ውን ቀልጢፍኩም ተወከሱና። ነዘን ምጭዋት ታክስታት እናሽከርከርኩም ጁባታትኩም ካሽ ምልእዎ። ንዝያዳ ሓበሬታ 416-782-2200 ደውሉ! ብድሓን ምጽኡ!
ሑርያ ጀማልመሓመድኑር ኪያር
2002 Oldsmobile Silhouette VanTop of the line sport minivan, fully loaded, leather seats, keyless entry, autostarter, too many goodies to mention. Certified and e-tested for only $3850.
2004 Kia Sorento EXSUV 4x4, fully loaded, tip top shape, burgundy on matching beige interior, 149 000 km, certified and e-tested for only $7850.
2002 Chrysler Concord LXiBlack on black leather, sun roof, brand new aluminum rims, fully fully loaded, shows and runs like new, certified and e-tested for $4850.
2004 Saturn Vue 4X44 dr, auto, air, fully loaded, silver on matching grey leather inte-rior, immaculate shape, certi�ed and e-tested for only $6850.
-
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 6
ብ1884 ተወሊዳ: ዝሓለፈ ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ: ንባራክ ኦባማ ክትመርጽ ዝበቕዐት ጀርትሩድ በይንስ: ዝሓለፈ 10 ዓመታት ኣብ ሎስ ኣንጀሊስ ኣብ ዝርከብ ሓደ ሆስፒታል ክትእለ ድሕሪ ምጽናሕ ብ11 መስከረም ዓሪፋ።
ወ/ሮ ጀርትሩድ ኣብ ዓለም ዘለዓለ መዋእል ዝጸንሐት ኣመሪካዊት ኮይና ኣብ ዝሞተትሉ ሰዓት ጓል
115 ዓመት ከምዝነበረት ይፍለጥ።
“ዓባይ ጥራይ ዘይኮነት። ኣዝያ ክብርቲ ሰብ ነይራ፣ ን10 ዓመታት ንዓኣ ብምእላይና ሓበን ይስምዓና፣ ንዓኣ ምስኣንና ዓቢ ሓዘን ኢዩ” ይብል ኣማሓዳሪ ናይቲ ሆስፒታል ኤማ ካማናግ ምስ ሮይተርስ ኣብ ዝገበረ ቃለ-መጠይቕ።
ንሱ ኣስዒቡ፡“ጀርትሩድ በይንስ ብህይወት ዝነብሩ ኣዝማድ ኣይጸንሕዋን። እንተኾነ፡ ኣብ ከባቢኣን ኣብ ቤተክርስትያንን ኣዝያ ህብብትን ፍትውትን ኢያ ነይራ። ክሳብ ኣዝያ ተዳኺማ ዓራት ትሕዝ ድማ ሰንበት ሰንበት ካብ ቤተክርስትያን ኣብኲራ ኣይትፈልጥን” ክብል የረድእ።
ፖርቹጋላዊት ማርያ ዲ ጀሱስ ዝሓለፈ ጥሪ ኣብ መበል 115 ዓመት ዕድሚኣ ድሕሪ ምሟታ ኢያ ጀርትሩድ በይንስ ናይ ዓለም ዝዓበየት ናይ ዕድመ በዓልቲ ጸጋ ኮይና። ሕጂ ድሕሪ ሞት ናይ በይንስ ከኣ ጓል 114 ጃፓናዊት ካማ ቼን ነቲ ክብረ-ወሰን ተረኪባቶ ኣላ። ኣብቲ፡ ጸለምቲ ዝተሓተን ዝተፈልየን ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዝረኽቡሉ ዝነበሩ እዋን ከምዝተወልደት ጸላም ኣመሪካዊት መጠን፡ በይንስ ዝሓለፈ ጥሪ ባራክ ኦባማ ኣብ ዝመረጸትሉ እዋን፡ ሰፊሕ ተፈላጥነት ኢያ ረኺባ።
ኣብ ግዜ ምምሕዳር ግሩቨር ክሊቭላንድ ዝተወልደት ጀርትሩድ በይንስ፡ ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ድሕሪ ምምርዓዋ ሓንቲ ጓል ምስ ወለደት ኢያ ተፋቲሓ። ጓላ ከኣ 18 ዓመት ምስ መልአት ብሕማም ቲፎ ሞይታ። ቅድሚ ናብ ሎስ ኣንጀሊስ ምግዓዛ፡ ኣብ ኦሃዮ ከም ከዳሚት ዝሰርሐት በይንስ፡ ክሳብ 100 ኣሕሊፋ እትዳኸም፡ ካብ ሰብ ከይደለየት ብነብሳ ትመሓደር ምንባራ እቲ ምንጪ ኣረዲኡ። ብህይወት እንከላ፡ ነዊሕ ዕድመ ከጽንሓ ዝኸኣለ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ብጋዜጠኛታት ተሓቲታ፡ “ንፈጣሪ ሕተትዎ” ከምዝበለት ይዝከር።
ዮናስ ኣርኣያ
* ልቦና ንናይ ቁጥዐ ስምዒት ተቖጻጺርካ ንፍልልያት ብዘይ ጎነጽ ንምውጋድ ምፍታን እዩ።
* ልቦና ምዕጋስን ንግዚያዊ ስምዒትካ ንናይ ሓዋሩ ረብሓኻ ክትብል ምግታእ እዩ።
* ልቦና ተስፋ ከይቆረጽካ ንዘጋጥሙኻ ብድሆታት ተጻዊርካ ናብ ዝሃቀንካዮ ዕላማ ንምብጻሕ ምቅላስ እዩ።
* ልቦና ርእሰ-ፍትወት ወጊድካ ንናይ ካልኦት ሽግር ሓሲብካ ዝከኣለካ ሓገዝ ምግባር እዩ።
* ልቦና ትሕትና እዩ። ልቦና ንጌጋኻ ብቕኑዕ መንፈስ ምቕባልን ብዝገብርካዮ ዓወት ዘይምንያትን’ዩ።
* ልቦና ኣብ ዘይከኣል ዝመስል በዳሂ ኩነታት ብብልሓት ተኻኣኢልካ ምንባር እዩ።
* ልቦና ንቀጻሊ ህይወት ካብ ንገንዘብ ንፍልጠት ምፍቃር እዩ።
ዮናስ ኣርኣያ
ምኽሪ ካብ ሪደርስ ዳጀስት ኣብ ዓለምና ዝነውሐ መዋእል ዝጸንሐት ጓል 115 ዓመት ኣ
ደ ዓሪፋ
ብሰንኪ ስብሒኣንታ ጸሓፊ፡እቲ ቀደም
ምስ ሕልና ክትጋጠምብርዕኻ ጠሚዕካያ ኣብ ደም
ጽሑፍካ ኔሩ ናይ ደም ቀለም።
እንታይ ድኣ ሎሚምስ ስጋ ትቀዳደም
ናይ እንዳመን መርገም!
ስጋኻ ድማ ስጋ ደሪቡጻዕዳ ብጻዕዳ ብስብሒ ዘቕቢቡ
ናይ ኣመል ከይተርፍብርዕኻ ጠሚዕካያ ኣብ ስብሒደም በቒቕካ ኮይንካ መጻዕደዊ፡ኣንባቢ እውን ንጽሑፍካ ጎሲዎ
እንታይ ክብሎ ወሪድዎጻዕዳ ቀለም ኣብ ጻዕዳ ወረቐት ኮይንዎ።
መለስ ንጉሰ
ደላዪት ሓቂተኪአ ዝተባህለ መንእሰይ፡ ንሰራሕተኛ ገዝኦም ጸዊዑ፡ “ንዓይ ዝደሊ ሰብ እንተ ደዊሉ የለን በልዮም፡” ይብላ።ሰራሕተኛ፡- “ኣነስ ደላዪት ሓቂ’የ ዝሓወይ፡ ኣይሕሱን’የ። ከለኻ የለን ኣይብልን’የ፡” ትብሎ።ተኪአ፡- “ኣሎ እንተኢልኪ ክትባረሪ ኢኺ፡” ኢሉ ኣፍርሓ።ተኪአ ምስ ደቀሰ፡ ተሌፎን ትድወል። ሰራሕተኛ ከይዳ ቴሌፎን ኣልዒላ ‘ሄለው’ ትብል። ደዋላይ ትቕብል ኣቢሉ፡ “ተኪአ ኣሎ ዶ?” ኢሉ ሓተታ። ሰራሕተኛ ትቕብል ኣቢላ፡ “እንድዒ እዚ ሓወይ፡ እዝጊ ፈላጢኡ፡” ክትብል መለሰት።
ፍጹም ሰመረ
ርሑስ ቅዱስ ቁርባን ንባባን
ማማንሓዳር ይምስረት ብክልተ ፍቑራት
ሰብኣይን ሰበይትን ክቡራት ምቑሉላትወለዲ ይኾኑ እወ ፍትዋት ኣቦታት ኣደታት።
ብፍቕርን ሓልዮትን እናኮስኮሱ ደቆምኣብ ዝብጻሕ ከብጽሑ ብዝግባእ መልሚሎም
ይጎዩ ይሕቆኑ ከይተሓለሎምጓለይ ወደይ እናበሉ ብጥዑም ልሳኖም።
ሕጂ ናተይ ግደ’ዩ እስከ ከመስግኖምነዞም ኣዕኑድ ገዛና እልል ክብለሎም
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ክፍጽም ድሌቶም
ጸሎተይ ከዕርግ ክማላእ ምንዮቶም።
ዝተረፈ ዕድሚኦም ክነብሩ እናመስገኑደቂ-ደቆም ርእዮም መሪቖም እናተሓበኑመንፈሶም ከዕሩፍ ሓንጎሎም ከቕስኑክሕብሕቦም’የ ኣብነተይ ክኾኑ።
በሉ ማማየ ባባየ ሓደራ ክብለኩምክሳብ መጨረሽታ ጽንዑ ኣብ ባህልኹም
እግዚኣብሄር ባዕሉ ዕድመን ጸጋን ክውስኸኩምንፈጣሪ ክንልምኖ ኢና ፍቑራት ደቅኹም።
ፍለጡ ወለደይ ከምንፈትወኩም ብልቢኣርኣያ ስለዝኾንኩም ብስነ-ስርዓት ክንዓቢጽላል ስለዝኾንኩም ናይ ህይወትና መዕቆቢብፍቕሪ መሪሕኩምና ኮይንኩም ናትና ነቢ።
እንቋዕ ሓጎሰኩም ደጊመ ክብለኩምናይ በረኸትን ፍቕርን ምስክር ይግበርኩምክሳብ ዘለኹም ኣብዛ ዓለም ንበሩ እንዳዘመር
ኩምእግዝኣብሄር ንሳ’ዩ ዝደሊ ካባኹም።
እንደገና ዮሃና ዮሃና ንብል ፍቑራት ደቅኹምንዘልኣለም ርሑስ ቅዱስ ቁርባን ይግበረልኩ
ም!
ሰላም ገ/ብርሃን
ኣቲ ስላስ በዚሑ ዶ ምህራስኣብ ሰድያ ምትኻስ
ኣብ ሳሎን ምግምሳስ?
እንታይ’ዩ ነገሩሃየ ኣዕልልሉ
ዓው ኢልኪ ጽወይሉክፈኹሰኪ’ዩ ሻቡ’ሉ።
ኣይምሰልኪ ዘይፈልጥ ሰብወድኺ ከምዝተኣስረ ጥሒሱ ገደብቀይድኺ ፈንጢሱ ከምዝኣተወ ዓገብካብ ጾርኪ ኣውርድዮ ኣይናትክን’ዩ
እቲ ሰበብ።
ኪሮስ
-
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 7
ጋዜጣ መፍትሕ ናብ ገዛኹም ክንልእከልኩም ኣድራሻኹም ናብ [email protected] ልኣኹ ወይ 416-824-8124 ደውሉ!
ንሓደ ዓመት $29 ጥራሕ’ያጋዜጣ መፍትሕ!
RESIDENTIAL INDUSTRIAL COMMERCIAL INVESTMENT* * *
Think DirectThink AMDirect
Thinking of Real Estate?
243-2400www.amdirect.ca
At AMDirect we pay more attention to get you more, because you deserve more:Full Time Award winning professional team with over 20 years of Canadian experience.
Not intended to solicit Buyers and Sellers under contract with another Brokerage
COMMERCIAL
416
AMDirect Real Estate Services, Brokerage
Toronto: 42 Charles St.East, 3rd Floor (416-928-3362 ext.2165)4580 Dufferin St., 2nd Floor (416-630-0330 ext. 189)
10 Milner Business Court, Suite 600 (416-609-0218 ext. 242)Mississauga: 2 Robert Speck Pkwy, Suite 800
(905-279-0024 ext. 1266)3233 Brandon Gate Dr., Unit 7 (905-677-0007 ext. 233)Oakville: 171 Speers Rd. Unit 20-22 (905-875-3851)
Brampton: 263 Queen St.East, Unit 14 (905-595-0722 ext. 4000)7700 Hurontario St., Suite 300 (905-457-4747 ext. 3013)
Caledon-Bolton: 150 Queen St. South (905-857-1431)Ottawa: 240 Catherine St., Suite 308 (613-238-5462)
(NIC) The Newcomer Information Centres
Information Newcomers Can Trust
NEW TO CANADA? ሓድሽ መጻኢ ናብ ካናዳ ዲኻ?
Need help? ሓገዝ ትደሊ?
Three ways to help you ክትሕገዘሉ ትኽእል ሰለስተ መንገድታት
Dial 211 211 ብምድዋል ደውሉ
For newcomer information in many languages Phone 211, 24 hours a day, 7 days a week for the information and referrals you need
ብብዙሕ ቋንቋታት ንሓድሽ መጻኢ ዝኸውን ሓበሬታ ንምርካብ፡ 24 ሰዓታት ኣብመዓልቲ፡ 7 መዓልታት ኣብ ሰሙን ዝደለኹሞ ሓበሬታ ንምሃብ ወይ ንምውካስ211 ደውሉ።

1. For newcomer information in many languages ንሓድሽ መጻኢ ዝኸውን ሓበሬታ ብብዙሕ ቋንቋታት
2. Phone 211, 24 hours a day, 7 days a week for the information and referrals you need 24 ሰዓታት ኣብ መዓልቲ፡ 7 መዓልታት ኣብ ሰሙን ዝደለኹሞ ሓበሬታ ንምሃብ ወይ ንምውካስ 211 ደውሉ።
3. For resources and referrals ዕቑር ሃብቲ ንምጥቃምን ምውካስን 4. Walk-in to the centre and use its many resources ናብዚ ማእከል እልይ (እትው) በሉ፡ ዕቑር ሃብትና ከኣ ተጠቐምሉ! 5. For newcomer information and resources
ሓበሬታን ዕቑር ሃብትን ንሓደሽቲ መጻእቲ
6. Go on-line to get the settlement information you need ዝደለኹሞ ናይ ምጥያስ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑ።
211 ብምድዋል ደውሉ (remove highlighted word)

Visit ብጽሑ(NIC) The Newcomer Information Centres ማእከል ሓበሬታ ንሓደሽቲ መጻእቲ42 Charles St.East, 3rd Floor (Yonge/Bloor) 4580 Dufferin St., 2nd Floor (Dufferin/Finch) 10 Milner Business Court, Suite 600 (Markham/Milner)
For resources and referrals Walk-in to the centre and use its many resources ንዝተፈላለየ ዕቑር ነገራት ንምጥቃም ወይ ንምውካስ ናብዚ ማእከል እልይ (እትው)በሉ
Use the Internet ኢንተርነት ተጠቐሙGo to www.settlement.org For newcomer informationand resources Go on-line to get the settlement information you need ንሓደሽቲ መጻእቲ ዝኸውን ሓበሬታን ዕቑር ነገራትን ንምፍላጥ፡ ከምኡ’ውን ናይ ምጥያስ ሓበሬታንምርካብ ናብ መርበብ ሓበሬታ www.settlement.org ብጽሑ ።
To Get Information On: ሓበሬታ ንምርካብ- Language skills፡ ናይ ቋንቋ ክእለት- Employment፡- ስራሕ- Education፡ ትምህርቲ- Health፡ ጥዕና- Law ሕጊ- Housing ኣባይቲ- Community Services ማሕበራዊ ኣገልግሎት- Recreational activities ኣዘናጋዒ ንጥፈታትand much more… ካልእ ብዙሕ ነገራትን

Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 8Editor-in-chief
Aaron Berhane
260 Adelaide St. E. Toronto, ON. M5A 1N1P.O.Box 192
Tel: 416-824-8124Fax: 416-783-7850
Editors: Grace Cherian Mohamed Edris Contributors: Naza Hasebenebi Medhin Ghebreslasie Yusuf Abdulmenan Amleset Tesfay Bode Odetoyinbo Leslie Lakos Mimi Chandy Jamila Aman
ቃል መፍትሕ
LIVE-IN caregiver for 2 children with light housekeeping in Mississauga.
Must be Caring and experienced.
Accommodations available,
References required.
Send resume to [email protected]
or Call 905- 819 -9025.
LIVE-IN Caregiver Wanted
ኣብቲ ባይቶ ዝተኣከቡ ኣውጺኦም ክገርፍዎም ከለዉ፡ እቶም ዓበይቲ ሽማግለታት ተሲኦም፡ “ስምዑ እዞም ኣሕዋተይ፡ ነዞም መንእሰያት ምቕጥቃጥ ኣየድልየኩምን’ዩ፡ በዚ ጉዳይ ክንሕተት ዝግባኣና እዞም ዓበይቲ ኢና፡ እዞም መንእሰያት ‘ከይተለኩምና መግቢ ክንህቦም የብልናን’ ኢሎም’ዮም ምልኣኽ ኣብዮምና። ንሕና ግን እዞም ወንበደታት ከምትፈልጥዎም ጋኒናት ስለዝኾኑ ንኩላህና ከይውድኡና ኢልና ምስ ኣገደዱና ዘዘለና ሂብናዮም። ስለዚ እዚኦም ዘይኮኑ ተሓተቲ ንሕና ኢና” ኢሎም ነቶም መንእሰያት ኣድሒኖሞም። ክሳብ ሕጂ ከኣ ዓዲ ብዓዳ ትዝክሮም ኣላ።
ኣብ ዓዲ ስደት ንርከብ ዓበይቲ ድማ ዘዘክረና ታሪኽ ክንገድፍ ኣለና። ዝተባእሱ ሰብ ሓዳር ኣብ ምዕራቕ፡ ሓቂ ተኸቲልና ግርጭት ኣብ ምፍታሕ ከም ቀዳሞት ኣቦታት ብስራሕ
ምሁራትን ዓበይቲ . . .
ና ክንክበር እንታይ ክንገብር ኣለና ኢልና ክንዝትይ ጽቡቕ ኢዩ። ኣምላኽ ናይ ዕድመ ጸጋ ሂብና ኣሎ እሞ ብዘይካ ንዕኡ ንካልእ ሰብ ከምዝከማና ከይፈራሕና
እግዚኣብሄር ዝፈትዎ ስራሕ እናሰራሕና፡ ኮምኒትና ብሓድነት ክድልድል ከም ኣቦን ኣደን ኮይንና ንሓልዎም።
ወዲ ሸቃ
ካብ 6ይ ገጽ ዝቐጸለ
ብዙሓት ሓደሽቲ መጻእቲ ሞያዊ ስልጠና ንምውሳድ ናብ ኮለጅ ይውሕዙ ኣለዉ። ናይ ብሓቂ ዝናኣድ ተግባር’ዩ። ኣብ ነዊሕ ንማሕበረ-ኮምና ኣወንታዊ ለውጢ ከምጽኣሉ ተስፋና’ዩ።
ሓደ ሰብ ሞያ ጨቢጡ ውሕስነት ዘለዎ ስራሕ ንነብሱ ክፈጥር እንተኽኢሉ፡ ነብሰ-ዕግበት ይስምዖ። ዝያዳ ዕግበት ንምርካብ ድማ ንካልኦት ንምሕጋዝ ይንቅል። ቁጽሪ ናይ ከምዚኦም ሰባት ኣብ ማሕበረ-ኮምና እናዓበየ እንተከይዱ፡ ኣብ ክንዲ ውድቀት ዕቤት፡ ኣብ ክንዲ ምብትታን ምጥርናፍ፡ ኣብ ክንዲ ምንጽርጻር ምምይያጥ ይስስን። ኣብ መወዳእታ፡ ዓቕምና ብዝያዳ እናተዋሃሃደ ስለዝከይድ፡ ብቀሊሉ ናብ ናይ ሓባር ዕላማ ክንምርሽ ንኽእል። ስለዚ ግዜና ናብ ትምህርትን ሞያን ምውፋር ጠቓሚ’ዩ። ግን ደረጃን ኣገልግሎትን ህዝባውያንን ብሕታውያንን ኮለጃት ዝተፈላለየ ስለዝኾነ፡ ቅድሚ ዝኣገረ ናበየናይ ኮለጅ ከምትከይድ ንምውሳን ጽጹይ መጽናዕቲ ምግባር ኣድላዪ’ዩ።
ብዙሓት ሰባት ኣብ ዘይወግዓውያን ናይ ብሕቲ ኮለጃት ትምህርትና ክንከታተል ንርአ ኢና። ምኽንያቱ ቅልጡፍን ቀሊልን መእተዊ ስለንረክብ፡ ነቲ ዘይበዳሂ ፈተንአን ሓሊፍና ንጽንበረን። ነቲ እዘን ኮለጃት ዝሓትኦ ልዑል ክፍሊት ብዙሕ ግምት ኣይንህቦን ወይ ድሕሪ ምምራቕ ከጋጥመና ዝኽእል ቅሉውላው ስራሕ ክንርኢ ኣይንፍትንን። ዝከፈልና ከፊልና ኣብአን ትምህርትና ንቕጽል።
ብሕታውያን ኮለጃት፡ ንዲፕሎማ ወይ ዲግሪ ንምጽናዕ ካብ $25,000 ክሳብ $30,000 ክትከፍል ይሓታ፣ ህዝባውያን ኮለጃት ግን ንተመሳሳሊ ዓውዲ፡ ትሕቲ $10,000 የኽፍላ። እዘን ዘይወግዓውያን ብሕታውያን ኮለጃት ንናይ ሽዱሽተ ወርሒ ሰርቲፍኬት ፕሮግራም ካብ $3,000 ክሳብ $5,000 የኽፍላ፡ ህዝባውያን ኮለጃት ግን ትሕቲ $1,400። ብዝኾነ መንገዲ፡ ትምህርትኻ ኣብ ብሕታውያን ኮለጃት እንተተከታቲልካ ብዕዳ ሃብቲምካ ከምትወጽእ ዘጠራጥር ኣይኮነን።
እዚ ጥራሕ ግን ኣይኮነን፡ ብሕታውያን ኮለጃት ዝህብኦ ትምህርታዊ ኣገልግሎት ካብ ህዝባውያን ኮለጃት ደረጅኡ ኣዝዩ ለጠቕ ዝበለ’ዩ። ብኡ መጠን፡ ተመሃሩአን ተመሪቖም ምስ ወጽኡ ከም ተመሃሮ ህዝባውያን ኮለጃት ቅልጡፍ ናይ ስራሕ ዕድል ኣይረኽቡን። ሰርቲፊከቶም ወይ ዲፕሎምኦም ኣብ ናይ ስራሕ ዓውዲ ተፈላጥነት ኣይረክብን። ብኣንጻሩ ካብ ህዝባውያን ኮለጃት ተመሪቖም ዝወጽኡ ልዕሊ 85% ብዝቀልጠፈ ብሞይኦም ስራሕ ይረኽቡ።
ስለዚ፡ ሞያ ንምቕሳም ናብ ኮለጅ ክንከይድ እንተወሲንና፡ መጽናዕቲ ንግበር። ኣቐዲሞም ካብቲ ኮለጅ ዝተመረቑ ሰባት ነዘራርብ። ብቕዓት ናይቲ ዝወሃብ ትምህርቲ ምስ ካልኦት ኮለጃት ነወዳድሮ። ዝሓትኦ ክፍሊትን ካልእን ደቂቕ መጽናዕቲ ንግበር። ንፕሮፖጋንዳ ናይተን ኮለጃት ኣይንእመን። እተን ኮለጃት ዝህባና ሰርቲፍኬት ወይ ዲፕሎማ ወግዓዊ ተቐባልነት ኣለዎ ድዩ የብሉን ንመርምር። ብዓቢኡ ከኣ ነጽንዖ ዘለና ዓውዲ ዕዳጋ ስራሕ ኣለዎ ድዩ የብሉን ንፈትሽ።
ብሓፈሻ ብልጫታት ህዝባውያን ኮለጃት ኣብ ግምት ኣእቲና፡ ልዑል ምድላዋት ብምግባር ነቲ በዳሂ መምዘኒአን ሓሊፍና ኣብአን ሞያዊ ትምህርቲ ክንቀስም ንፈትን። ግዜናን ገንዘብናን ኣብ ዘየርብሓና ኣይነባኽን። ክንሰርሓሉ ዘይንኽእል ዘይወግዓዊ ሰርቲፍኬት ወይ ዲፕሎማ ሒዝና ነብስና ኣይነተዓሻሹ። ካብ ወግዓዊ ኮለጅ፡ ስራሕ ከትሕዘና ዝኽእል ወግዓዊ ሰርትፍኬት ዓትዒትና ንመረቕ።
እንታይ ዓይነት ሞያ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣበየናይ ኮለጅ ነጽንዕ ውን
ምምማይ ከድልየና’ዩ
ተ ግዜ ጠዓሞት፤ ስነጥበባዊን ስነፍልጠታዊ ትምህርቲ ንጥፈታትን፤ ኣካላዊ ምንቅስቓስን ከምዝረወዩ ኣብ ርእሲ ምግላጽ፡ እቲ ሰሙናዊ ዝገብርዎ ዝነበሩ ዑደትን ዝረኽብዎ ዝነበሩ ምዝንጋዕን ዝያዳ ከም ዘሐጐሶም ነፍሲ ወከፎም ብጽሑፍ መስኪሮም።
ክቡራት ኣንበብቲ፡ ክረምታዊ ወፍሪ በዚ ዘብቕዕ ዘይኮነስ፡ ብዝያዳ ምድላዋት ተጌርሉ ብዙሓት መንእሰያት ክሳተፍሉ ዝኸእሉ ወፍሪ ትምህርታዊ ምዝንጋዕ ክዳሎ ክካኣል፡ ተሳተፍቲ ኣብ ግ
ዚኡ ነቲ ዝወሃብ ዕድል ክጥቀምሉ ሓደራ ንብል። ከም መተሓሳሰቢ ከነቕርቦ ንፈቱ፡ ከምዚ ዝበለ መደብ ንመንእሰያት ደቅና ሕውነታውን ሃገራውን ምትእስሳር ክፈጥረሎም ዝኽእል ሓደ ጥጡሕ ባይታ ብምዃኑ ንዝመጽእ ዓመት ወለዲ ንደቆም አቐዲሞም ብምምዝጋብ ተጠቀምቲ ናይዚ መደብ’ዚ ክኾኑ ነዘኻኽር።።
ምስ ምስጋና!!!ኤ.ካ.ሜ.ፖ.ቶ.
ካብ 10ይ ገጽ ዝቐጸለ
ገምጋም ክረምታዊ . . .
-
Total Health Pharmacy799 Bloor St. (west of Christie St.)
416-588-8724ንሕውነታዊ ኣቀባብላን ስሉጥ ናይ ፋርማሲ ኣገልግሎትን ኩሉ ግዜ ቶታል ሀልዝ ፋርማሲ ተወከሱ!
ትግርኛ፡ ኣምሓርኛ፡ ዓረብ ንዛረብ ኢና!
- ብዛዕባ መድሃኒትን ሕማማትን ስሉጥ ኣገልግሎትን ምኽርን ንህብ - ኩሉ ዓይነት መድሕን (ኢንሹራንስ) ንቕበል- ንተጠቀምቲ ናይ መንግስቲ መድሃኒት ፕላን $2.00 ኣይነኽፍልን (ብነጻ ኣገልግሎት ንህብ)- ብቋንቋታት ትግርኛ፡ ኣምሓርኛ፡ ዓረብ፡ ስፓንሽ፡ ፖርቱጊዝን ጥልያንን ኣገልግሎት ንህብ- ብነጻ ክፍሊት መድሃኒት ናብ ገዛኹም ነብጽሕ- ንሽማግለታት 15% ጎደሎ ዋጋ ንህብ
ንዝያዳ ሓበሬታ መሓሪ ተኸስተ ተወከሱ
799 Bloor St. West Toronto, ON. M6G 1L8Phone: 416-588-8724 Fax: 416-588-1175
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 9
Wellness Beauty Spa ንውሕሉል ኣገልግሎት ስነ-ጽባቐን ጥዕና
ቆርበትን ንእናት ተወከሱ
• Facials
• Combo Wax (Full leg, Bikini, and Under Arms) - $53!
ንመርዓትን
መሓዙትን
ብርትዓዊ ዋ
ጋ
ናይ ሜክኣብ
ኣገልግሎት
ንህብ!
-
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 10
English – TigrinyaInterpretation and Translation Services
ናብ ዝተፈላለያ ወሃብቲ ኣገልግሎታት ብምስናይ ናይ
ምትርጓም ድሌትኩም ክማልኣኩም፡
ዘለኩም ሰነዳት (documents) ብጽፈት ክትርጎመልኩም
ምስ እትደልዩ፡
በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ተወከሱና
ኣዛርያ ወልዳይAzaria Wolday
Tel: 416-705-0609 Email: [email protected]
ኣገልግሎት ምትርጓም ኢንግሊሽ - ትግርኛ
ኣብ ዝሓለፈ ሕታም፡ ማሕበረሰብ ኤርትራዊ ካናዳዊ ሜትሮፖሊታን ቶሮንቶ፡ ንመንእሰያትን ሕጻናትን ዝሃቦ ክረምታዊ ወፍሪ ብዓወት ከም ዝዛዘመ ተገሊጹ ነይሩ። ናይ’ዚ ዝሓለፈ ወፍሪ ኣብ ዝተገብረ ገምጋማዊ መጽናዕቲ፡ ምስጢር ዓወት ናይ ወፍሪ ንምፍላጥ ጥራሕ ዘይኮነ ንዝመጽእ ክረምቲ ዝግበር ሰፊሕን ብሉጽን ክረምታዊ ወፍሪ፡ ኣማዕዲና ንምርኣይ ክሕግዘና ከምዝኸኣለ
ተረዲእና።
እቲ ክረምታዊ ወፍሪ ክዕወት ዝኻኣለ ድማ ብኸም’ዚ ዝስዕብ ነንበብቲ ክንገልጾ ንፈቱ፦1. ምትሕብባር ወለዲን ደቆምን
2. ምትሕባብር ሰራሕተኛታት ቤ/ጽ ማሕበር ሰብ3. ምትሕብባር ወለንተኛታት ማሕበረ ሰብ4. ክረምታዊ ሰራሕተኛታት ተማሃሮ
ምትሕብባር ወለዲን ደቆምን
ንዝተነድፈ ውልቃዊ ኾነ ማሕበረሰባዊ ንጥፈት ኣብ ዓወት ንምብጻሕ ቅድሚ ኹሉ ዝስራዕ ፍሉይ ምስጢር፡ ምትሕባብር ተሳተፍቲ ምዃኑ ካብ ማንም ዝዝንጋዕ ኣይኮነን። ስለዚ ድማ ኢዩ ወትሩ ካብ ልቢ ዝመጽእ ድልየት ነቲ ክትበጽሖ እትሕልኖ መደብ ብምሉእ ተስፋ ክትስጉም ዘኽእል ናይ ሕሊና ሓይሊ ኮይኑ እንረኽቦ። ካብ ልባዊ ድልየት ብምብጋስ፡ ካብ ሰነ 29 ክሳብ ነሓ
ሰ 21 ዝተኻየደ ናይ ሎም ዘመን ክረምታዊ ወፍሪ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኸ ክሳብ 40 ተሳተፍቲ (ክበጽሕ) ኣአንጊዱ። እዚ ድማ መርኣያ ጽቡቕ ድልየት ወለድን ኵሎም ተሳተፍቲን እዩ ነይሩ ።
ምትሕባብር ሰራሕተኛታት ቤ/ጽ ማሕበር ሰብ ሰራሕተኛትት ቤ/ጽ ማሕበርሰብ፡ ዝተጀመረ ወፍሪ ብግቡእ ንምስልሳል መዓልታዊ ምክትታል ኮነ ኣድላዪ መምርሒ ብምሃብ፡ ምስ ክርምታዊ ሰራሕተኛታትን ወለድን፡ ኢድን ጓንትን ብምዃ
ን ዕዉት ስራሕ ከበርክቱ ክኢሎም። ንተሳተፍቲ ሃናጺ ምኽሪ፡ ንክረምታዊ መማህራን ድማ ጠቓሚ መምርሒ ብምሃብ ነቲ ወፍሪ ግቡእ መልክዑ ብምትሓዝ፡ እቲ ክረምታዊ መደብ ዕውት ንክኸውን ልዑል አበርክቶ ጌሮም።
ምትሕብባር ወለተኛታት ማሕበረ ሰብነዚ ወፍሪ ዕዉት ክኸውን ዓቢ እጃም ዘበርከቱ ካልኦት ኣባላት ማህበረሰብ፡ ኣባላት ቦርድን ናይ ወለንታ ሰራሕተኛታት ማሕበረሰብን ኢዮም። ብዘይ ዝኾነ ይኹን ምሕላል፡ ካብ ናይ ስራሕ ጊዚኦም ብምውፋይ፡ ኣድላዪ ዕድጊ ማለት መዓልታዊ ጠዓሞት፡ በብዓይነቱ ናውቲ ስነጥበብን ስፖርትን፡ ካብ ዘድሊ ቦታ ኣብ ጊዚኡ ንተሳተፍቲ ንምቕራብ ግዜኦምን ጉልበቶምን መጓዓዚያን ብምውፋይ ዝነኣድ ኣበርክቶ ጌሮም። ኣብ ርእሲ’ዚ ወለተኛታት መንእሰያትን ወለድን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙናዊ ዑደት፡ ንተሳተፍቲ ናብቲ ክርእይዎን ክበጽሕዎን ዝተመደበ ቦታ ኣሰንዮሞም ብምኻድ ንተሳተፍቲ ስነ ልቦማዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ማዕዳ ብምሃብ ሓላፍነታዊ ስራሕ ፈጺሞም።
ክረምታዊ ኣለይቲ (Student Counselors) ተማሃሮኣብ’ቲ ክረምታዊ ወፍሪ፡ ዓንዲ ሕቘ ኰይኖም ውጥን መደባት መዓልታዊ ንጥፈታት ብምውጻእን፡ ብግብሪ ስነጥበባዊን ስፖርታዊን ስልጠና ብምቕራብ ዕዮኦም ዘሳላሰሉ ናይ ክረምቲ መማህራን፡ ምንባሮም ይፍለጥ። እቲ ኣዝዩ ዝምስገን ዝፈጸምዎ ስራሕ፡ ኣብ ዘጋጥም ደቐቕቲ ምፍሕፋሕሓት ምእላይን ጸገማት ምፍታሕን ዓቢ ሓላፍነታዊ ዕማም ተሰኪሞም ንኽልተ ወርሒ ክመርሕዎ ምኽኣሎም ኢዩ። ኣብዚ ዓመት እዚ ሸውዓተ ኣለይቲ ተማሃሮ ማለት 3 ካብ Tropica 4 ድማ ካብ TDSB ብሓገዝ ናብ ቤት ጽሕፈት ዝተላእኩ ምልሙላ
ገምጋም ክረምታዊ ወፍሪኤርትራውያን መንእሰያትን ህጻናትን ኣብ 2009 ዓ.ም.
ጋዜጣዊ መግለጺ ኤ.ካ.ሜ.ፖ.ቶ.
ት መንእሰያት ምንባሮም እውን ይፍለጥ።
ናይ 2009 ክረምታዊ ወፍሪ ብ
ሓፈሻ ክግምገም እንከሎ፡ ተሳተፍቲ በቲ ዝወሃቦም ዝነበረ መዓ
ልታዊ መደብ እናተመርሑ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስራሓት፤ ስፖርታዊ ንጥፈታት፤ ሰሙናዊ ዑደት ታሪኻውን መዛናግዒን ቦታታት ከካይዱ ምኽኣሎም ኢዩ። ዝያዳ ኹሉ፡ እዚ ወፍሪ’ዚ ካብ ዝተፈላለ ኵርናዓት ከተማ ቶሮንቶ ዝመጹ መንእሰያት ኤርትራውያን፡ ሕድሕዳዊ ምትሕልላይን ድልዱል ሕውነታዊን ሃገራውን ምትእስሳር ከጥርዩ ከምዘኽኣሎም በቲ ዝተገብረ መጽናዕታዊ ገምጋም ክፍለጥ ተኻኢሉ። ብተመሳሳሊ ወለዲ ካብ ዝተጸበይዎ ንላዕሊ ደቖም ናይ ዕረፍቲ ጊዜኦም ከሕልፉን ብዙሕ ስነልቦናዊ ለውጢ ከርእዩ ምኽኣሎም፡ በቲ ዝቐረበ መሕትት ምስክርነቶም ክገልጹ ክኢሎም። ተሳተፍቲ መንእሰ
ያት ብወገኖም፡ በቲ ኣብ መዓልቲ ዝቐርበሎም ዝነበረ ናይ ክል
ናብ 8ይ ገጽ ይቕጽል
-
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 11ClassifiedOSSINGTON MINI MART
ኦሲንግተን ቅመማ ቅመምAll sorsts of Variety Items Including Spices,
Tapes & Videosንእንጀራ ዝኸውን ሓርጭ፡ ናይ ስዋ እኽሊ፡ በርበረ፡
ሽሮ፡ ዝተከለሰን ዘይተከለሰን ጠስሚን ካልእ ቀመማትን። ንዝያዳ ሓበሬታ
ወርቁ መኮንን ተወከሱ Tel/fax: 416-537-4134
884 Bloor St. W.(at Ossington) Toronto, ON
Sunlight Pan African Foodsእንጀራ፡ ባህላዊ ክዳን፡ ጀበና፡ ቡን፡ ዕጣን፡ ሕምባሻን ካልእን፡ ከምኡ ውን ዝደለኹሞ ዓይነት ቪድዮ፡ ሲዲን ዲቪድን ከም ነካርን
ንሸይጥን ንዓማዊልና ነበስር።
1927 Davenport Rd. Toronto, ON. Tel: 416-893-3820
Adane Abraham & Tsehaynesh G.
Stella VarietyGrocery Store & Dollar Store
ዝደለኹሞ ኣቕሓ ብርትዓዊ ዋጋ ዝርከቦ ድኳን
Abduselam1985 Davenport Rd. Toronto, ON.
Tel:- 416-656-7673
ቁልቢ ምግብና ቅመማ ቅመም መደብርKullubi Food & Spice
416-923-1617 / 416-364-0000ናይ ኤርትራ ኦርጅናል ዲቪዲን ሲዲን $10፣
ዝደለኹሞ ቀመም፣ ናይ ቴሌፎን ካርድ ብጅምላ ወይ ንጽል ብሕሱር ዋጋ ንሸይጥ።
ብተወሳኺ ገንዘብ ናብ ኢትዮጵያ፡ ኬንያ፡ ኣመሪካ፡ ሱዳን፡ ደቡብ ኣፍሪቃን ካልኦት ሃገራትን ንልእኽ።
ንዝያዳ ሓበሬታ 416-923-1617 ተወከሱ223 Parliament St. (at Shuter)
HT Auto Whole Sale
General Repair For All Cars
ስሉጥን ብሉጽን ኣገልግሎት ጽገና መካይን ይህብ፡
መካይን ይሸይጥ ይገዝእ
ንዝያዳ ሓበሬታ ብቁ.ስ. 416-789-7496 ሃብቶም ምስግና ኢልኩም ተወከሱ!
1119 Castlefield Ave. (at Dufferin St.) ብድሓን ምጽኡ
Driving Instructorመምህር ምዝዋር መኪና
Driving instructor available Early booking for
G2 and GReliable, friendly and
many years instructional experience
Mohammed Adem (Albeteli)416-554-1939
Grace Cherian, B.A. M.T.S.
Freelance Researcher, Writer & Editor* Has over 10 years experience in research &
writing* Edits essays, academic papers, and theses
* Re�nes copy for professional purposes
Tel: 416-703-3610Fax: 416-703-3610
email: [email protected]
Rigat Cultural Clothingባህላዊ ክዳን ርግኣት
ናይ ኣዕሩኽን መሓዙትን ልብሲ ሓበሻ፣ ካባ መርዓውን መርዓትን፣ ካባ ኣወዳትን ኣዋልድን ተሓዝቲ
ፍዮሪ፣ ዲኖ መደበሊ፣ ሰደርያ ናይ ኣወዳት፡ ሴፍን ከበሮን ብርትዓዊ ዋጋ ከምዘካርን ዝሸይጥን ብሓጎስ
የበስር!
ንዝያዳ ሓበሬታ 416-622-1971 ብምድዋል ንርግኣት ተወከሱ!
Long live Heating and Cooling Heating & Air Conditioning Service and Installation
* Furnaces* Gas Fireplaces* Hot Water Tanks* Gas BBQs
* Systems* Pool Heaters* AC Units* Clean Air
*Humidi�cations* Stove Lines* Gas Piping* Duct Cleaning
ንኩሉ ናይ ምውዓይ ጠለባትኩም Call Yoseph Gebremariam
647-404-67551111 Finch Ave. W. unit #8 Toronto, Ontario
ኢትዮ - የልብስስፌትEthio - Sewing
* ዘመናውን ባህላውን ክዳን ብልክዕ ንሰርሕ: * ብሓድሽ መልክዕ ዝስፈ ክዳን ነስተኻኽል:
* ናይ መሓዙት ክዳን ንሰፊ* መጋረጃ ንሰፊ :
* ብፍላይ ፋሹኑ ዝሓለወ ብሉጽ ዝኾነ ክዳን ነዳሉ* ብዝደለኹሞ ዓይነትን ዓቐንን ብሉጽ ዩኒፎርም ንሰርሕ
* ዝተሰፍየን ዘይተሰፍየን ናይ ሓበሻ ክዳን ንሸይጥ2009 Danforth Ave. (at Woodbine St.) Toronto,
ፊት ቤት ጽሕፈት ማሕበረ-ሰብ ኢትዮጵያንዝበለጸ ሓበሬታ 416-816-1126 ደዉሉ!
H.K. MOVERSLocal & Long Distance
Best Rates For Calgary, Edmonton, Winnipeg, Ottawa, Airport Cargo
Pick-up
CallHarry 416- 524-6704 Fax: 905-791-0680
መወዳድርቲ ዘይብሉ ብሉጽ ኣገልግሎት መጓዓዝያ
H.K. MOVERS
Mendis Moving ServicesDelivery & Courier
Move With Care, Quality & Con�denceክትግዕዙ ምስትደልዩ ንዓና ተወከሱ! ዋጋና
መሐጎስ’ዩ!* Professional Movers* Competitive Affordable Rates* Home, Apartment & Office* Last Minute Moves* Local & Long Distance
Free Estimates
Call JOE 416-731-6773
MendisMovingServices
ጋዜጣ መፍትሕ ናብ ገዛኹም ክንልእከልኩም ኣድራሻኹም ናብ [email protected] ልኣኹ ወይ
416-824-8124 ደውሉ!ንሓደ ዓመት $29 ጥራሕ’ያ
ጋዜጣ መፍትሕ!
RAMIBest Quality Bridal Design & Decor Services
416-899-5424 Or 416-748-5811We arrange fresh flowers in no time
ንዓማዊልና ናይ መርዓ ዳስ ንስልም፡ ናይ ሊሞ ኣገልግሎት ንህብ፡ ናይ መርዓ ቶርታ ነዳሉ። ከምኡ’ውን
ሕጉስ ናይ መርዓ ግዜኹም ዝስንድ ኪእላ ቪድዮ ግራፈር ነቕርብ!
Call us, it’s one stop shopping!email: [email protected]
www.ramidecor.com
Abenezer’s Moving, Delivery Services
ንኩሉ ናይ ምግዕዓዝ ስራሕ ንትካልና ተወከሱ!
Call Abenezer 647-244-5242
Home, Apartment &Businesses
And Garbage Services
Abenezer’s Quality Renovation
ንኩሉ ናይ ህንጻ ስራሓት ንትካልና ተወከሱ!
Call Abenezer 647-244-5242
Tiling, Plumbing,Drywall &Painting
License# 180925075
INSURANCE Excellent rates with quality services
Auto * Home * Business * Condos * Commercial Auto
Call P.K. Sharma 416-398-4322
Specialized In:- Drivers with G1, G2 or G- Drivers with no prior insurance- Young drivers and new drivers - G2 with driving training certi�cate (DTC)
Reduced rates for:- Commercial Auto (cargo vans, pickup, and utility trucks)- Painters- Cleaners- Electricians- Carpenters / Wood Framer- Construction- Landscapers and many others
Best Rates For Drivers With Suspension, Tickets & Accidents
ዝበለጸ መጠን ኢንሹራንስ ንሓደጋ ዘጋጠሞም ኣሽከርከርቲ
1118A Wilson Ave. #201 Toronto, ON. (Keele & Wilson)
-
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 12ስነ-ጥበብ
ኩሉ ዓይነታት ዲቪዲ፡ ሲዲ፡ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ነካርን ንሸይጥን! ኣፍሪቃዊ ፊልም ነካሪ! ካብ ካሴት ናብ ሲዲ: ካብ Pal, VHS ናብ (DVD) ዲቪዲ ንቕይር!
ካልእ ብዙሕ ነገራትን ንሰርሕ . . .
Come and enjoy our fabulous cyber cafe
Wazema Restaurantዋዜማ ሬስቶራንት
416-466-5713
መዕረፊኹም ኩሉ ግዜ ኣብዚ ይኹን!ቤት መግቢ ዋዜማ ንኩሎም ዓማዊላ ሰናይ ዘበን ክኾነልኩም እናተመነየት፡ ምኡዝ
መግብታታ ኣብቲ ብሉጽ ኣዳራሻ መጺእኩም ክትምገቡ ብሓጎስ ትዕድም!ሸውሃትኩም ዘዕግብ መምቁሩ ክትምገቡ
ፍሽኽታ ዝዓሰሎ ቅልጡፍ እንግዶት ክትረኽቡናብ ብሉጽ ቤት መግቢ ዋዜማ ኩሉ ግዜ ገስግሱ!
1360 Danforth Ave.(at Greenwood), Toronto
ሬስቶራንትና ብዝበለጸ ኣመልኪዕና፡ ብሉጽ መግብታት ቀሪብና፡ 7ይ ዓመት ዕለተ-ልደት ቤት መግብና ኣብዚ ቀረባ ግዜ ከነኽብር ኢና።
ተኻፈልቲ ሰናይ ሽሻይና ክትኮኑ ንዝርዝር ሓበሬታ ብጽሞና ተኸታተሉ!
Address:
1408 Danforth Ave. Toronto, ON M4J 1M9
ኩሉ ግዜ ምርጫኹም ቤት መግቢ ራንዴቩ ይኹን!We will be celebrating our 7th Anniversary soon.
For detailed information, please stay tuned. There are a lot to discover to our newly added
menu. For friendly environment, best food, best
Restaurant,
-
Letter To The Editor Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 13
Please see, GST page 16
The Honourable Jim Flaherty, Minister of Finance, today re-leased draft legislation, explan-atory notes and a background-er for several measures aimed at improving and streamlining the application of the Goods and Services Tax (GST) to the financialservicessector.“Our strong financial system,supported by Canada’s Eco-nomic Action Plan, has helped to protect our economy and Canadians during the global economic recession,” said Minister Flaherty. “The chang-es proposed today will support the economy by ensuring that the tax system is fair and func-tions smoothly.”The draft legislation released today improves on draft leg-islation that was released in January 2007. That draft leg-islation addressed GST (and, where applicable, the Harmo-nized Sales Tax) advantages that currently exist in favour of importedfinancial servicesover comparable domestic services and streamlined the application of the GST input tax credit rules to financial
institutions. Following exten-siveconsultationswith thefi-nancial services sector, several improvements are now being proposed. These include pro-visions to:Allow Canadian financial in-stitutions to elect to use a sim-pler alternative approach to self-assess tax on services pro-vided by their foreign branches to Canadian branches. Allowfinancial institutions toexclude certain financial de-rivative transactions from the self-assessment rules that ap-ply to imported services. Allow large banks, insurance companies and securities deal-ers to use their own proposed methods to allocate input tax credits in certain circumstanc-es. Provide financial institutionsand the Canada Revenue Agency with more flexibilityin the use of the process for pre-approving an input tax credit allocation method. The draft legislation released today would also implement
Government of Canada Proposes Improvements
to the Application of the GST to the Financial
Services Sector
ኣይረፈደን . . .
ካብ 4ይ ገጽ ዝቐጸለ
ሩ ቅንይንይ ኢሎም እኳ እንተነበሩ ናይ ሎሚ ምሸት “ደሓን ሕደሩ” ኣባህልኡ “ጽባሕ ምሳኹም የለኹን” ኣብ ዝብል ርጉጽ መዕለቢ ኣብጺሑዎም። ዓብዱልዋስዕ ዘይብሉ ዒድ?! “ደሓን ሕደር ዓብዱልዋስዕ!” ====//========= “ዒድ’ሞ ከመይ ኣሎ?” ኣዚዩ ዝማዕረገ ጀለቢያን ኩፍየትን ለቢሱ በይኑ ኽዕይዳ ንዝመጸ ናይ ቀዳመይቲ ዒድ ጋሻኣ ንዝኾነ ዓብዱልዋስዕ ብደሚቕ ኣቀባብላ ተቐቢላ ኮፍ ምሰበለቶ ዘቕረበትሉ ሕቶ ኢዩ። ሰሚራ። “ዒድ ነቶም ብግቡእ ዝጾሙ’ምበር ንኸምዚ ከማይ ኣይመስለኒን….” ዓብዱልዋስዕ ፍሽኽ ክብል ፈቲኑ። ኣብ ሰሚራ ዘለዎ ኣኽብሮት ልዑል’ዩ። “ጾም ተፍርስ’ምበር ከምዘይትጸውም ዘለኻ ትርዳእ ኣይመስለኒን ኔሩ…” ሰሚራ ክትስሕቕ ከላ ልቡ ኣብ ክልተ ዝግማዕ ዘሎ መሲሉዎ። “ዘይሙጻም ማለት ምብላዕ ማለት ጥራይ እንተኾይኑ ምናልባት…..” ዓይኑ መሊኡ ክጥምታ ኣይድፈር’ምበር ፍሽኽታ ኣይነፈጋን። ኩሉ ጊዜ ኣብ መንጎ እኩባት ቀልጢፉ ዘይዛረብ ንሰሚራ ምዕባያ ሓዋ ዝኾና ኣሚር- “ኣብ እዋን ጾም ምብላዕ ዘይኮነስ ብዘይምኽኒያት ዘይሙጻም’ዩ ሓጢኣት ዘሰክም….” ምስ ዓብዱልዋስዕ ብቐረባ ክራኸቡ እዚ ንፈለማ ጊዜኦም’ዩ። ቀይሕ ገጹ ሃሪ ምስ ዝመስል መንከሱን ሙዕጉርቱን ዝሸፈነ ጭሕሙ ፍሉይ ግርማ ዝዓሰሎ ኣሚር ኣብቲ ከባቢኡ ምስ ደቂ ገዛውቱ ዘለዎ ርክብ ኣዚዩ ዉሱን’ዩ። ዳርጋ ካብ ብንእሽቶኡ ብኢስላማዊ ኣተዓባብያ ተኾስኪሱ ዝዓበየ ኣሚር ካብ ዝኾነ ማሕበራዊ ምንቅስቓስ ንድሕሪት ከይተረፈ ሂወቱ ዝመርሕ ብትምህርቱ በርቂ ካብ ዝባሃሉ ዓይነት’ዩ። ካብ ደቂ ገዛውቱ ኣዚዩ ዝቐርቦ ሰብ እንተሃሊዩ ናይ ዕድመን ንጡፍነትን መዘንኡ ዝኾነ ሙሉጌታ ጥራይ ኢዩ። “ዓብዱልዋስዕ እንታይ ኢኻ ትሰቲ?” እንታይ ከምጻኣልካ…….?” ሰሚራ። “ሻሂ ጥራይ ይኣኽለኒ’ዩ” ንቃል-ዓለም ዘይኮነስ ናይ ብልቡ’እዩ። ንሻሂ ዘለዎ ፍቕሪ ላዕሊ ኢዩ። ንኣሚር ግን እንታይ ከምዝደሊ ከይሓተተቶ ንበይኖም ገዲፋቶም ናብቲ ሓደ ክፍሊ ከይዳ። ጸጥታ ሰፊኑ። ብደጊኡ ከምኡ ኣይመስልን። እቲ ገዛ ኣርባዕተ ብሽዱሽተ ሜትሮ ስፍሓት ዘለዎ መቐበል ኣጋይሽ ብጥንታዊ ክቡር ኣቕሑ
ት ዝማዕረገ ኢዩ። ሓጂ ሳልሕ ሃብታም ጥራይ ዘይኮኑስ ለጋስ’ውን ከምዝነበሩ ዓብዱልዋስዕ ኣይርስዖን’ዩ። ብናይ ሼኽ ኢብራሂም ሲራጅ ናይ ቪድዮ ካሴታትን ናይ እስልምና መጻሕፍትን ዝመለአ ናይ ቲቪ መቐመጢ ክፉት ከብሒ ሶኒ ዝዓይነታ ጸጥ ዝበለት ኣዚያ ገዛፍ ተለቪዥን ተሰኪሙ ድምጺ ምጥፍኡ ናይቲ ክፍሊ ጸጥታ ዚያዳ ኣዛይድዎ። ኣዚዩ ዓቢይን ምቹእን ናይ ጨርቂ ኮፍ መበሊ ሳሎን ኣብ ዝባኑ ዘምበረ ናይ መሬት ምንጻፍ ብዘቕጾሮ ነዊሕ ዕድመ ንኸይሽነፍ ሩግዱ ዝሓገዞ ክመስል ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ናይቲ ክፍሊ ኣካል ብልዑል ግርማ ተቖጻጺሩ ኣካል ናይቲ ጸጥታ ኮይኑ’ሎ። ኣብቲ ክፍሊ ሂወት ዘለዎ ነገር እንተኔሩ እቲ ኣብ ሓደ ኩርናዕ ናይቲ ክፍሊ ብትኽክል ዝተሰኾዐ ጥዑም ሽታ ዝፍኑ ዘሎ ትኽ ዝበለ ናይ ዑድ ትኪን ስርዓቱ ከይሓለወ ዝሃርም ዘሎ ልቢ ዓብዱልዋስዕን ጥራይ ኢዮም። ኣሚር ደድሕሪ ሓፍቱ ካብ ዝወጽእ ደቓይቕ ተቖጺሮም። “ማዕሌሽ! ዶንጊና’ዶ?” ሰሚራ ነቲ ጸጥታ ተርቢዓ ንዓብዱልዋስዕ ካብ ሓሳቡ መሊሳቶ። ዓብዱልዋስዕ ግር እንዳበሎ“እ? ኣታ እንታይ ደኣሉ እዚ ኩሉ……..?” ኣሚር ንዝተሰከሞ መኣዲን ሰሚራ ንዘምጸአቶ ዝሑል ዝስተን ብምግራም እንዳጠመተ ሓቲቱ። “ከመይ ኣርፊድካ ዓብዱልዋስዕ ወደይ….? ዒድ መብሩክ…..ኣዴኻ’ኸ ከመይ ቐኒየን ….ኩሎም በዓለ’ያ ሓጂ ዓብዱልቓድር….ደሓን’ዲዮም…?’’ ኣብቲ ኣፍደገ እቲ ክፍሊ ደው ኢለን ሓውሲ ‘ቃለመጠይቕ’ ዝመስል ናይ ሰላምታ መደራግሕ ደርቢየናሉ። ኣደይ ዘይነብ፡ ትኩር ኢሉ ንዝጥምተን’ምበር ብገርህኻስ ንኣሚርን ሰሚራን ዝወለዳ ናይ ሓምሳ ዓመት ናይ ዕድመ ዘመናት ዘቑጸራ ኣይመስላን። ምስ ሙሉእ ሒጃበን ንዝርእየን መሰታ ሰሚራ ይመስላ።=========//========//========== “ ናይ ሎሚ ኹጥባ ናይ ዒድ(ንስሓ ናይ ዒድ) ከመይ ኔሩ?” ኣሚር ናብ ዓብዱልዋስዕ ሕቶ ደርቢዩ። ዓብዱልዋስዕ ድንግርግር ኣንዳበለ “ተርጎምቲ ከምዝነገሩና እንተኾይኑ ሓያል ትሕዝቶ ኔሩዎ” ቋንቋ ዓረብ ዘይምኽኣሉ ብሕፍረት ኣሸማቒቑዎ። “ኣንታ ዓብዱልዋስዕ ክሳብ መዓስ ብተርጎምቲ? ዝቕበል ሓንጎል ዘይሳኣንካ?’’ ሰሚራ ደስ ዝብል መግናሕቲ ገኒሓቶ። ዓብዱልዋስዕ ሓንቲ ክገብራ ዝኽእል ነገ
ር እንተኔራ ናይ ሻሂኡ ቡሽ ኣልዒሉ ገጹ ምሕባእ ጥራይ ኢያ ኔራ--ምስ ናይ ሕፍረት ፍሽኽታ። “ናይ ኣስላማይ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ናይ ምንባር ዕላምኡ ንፈጣሪኡ ኢዩ…..ኩሉ ጸሎትና…መግብና….ምንባርናን…ሙማትናን ነቲ ካልኣይን ሳልሳይን ዘይብሉ ኣይወልድ ኣይውለድ ዝኾነ ናይ ዓለማት ጎይታ ንኣላህ ጥራይ ኢዩ……ናይ እስልምና መሰረተ ሃይማኖት ዝኾነ ቋንቋ ዓረብ ዘይርዳእ ሰብ ኣስላማይ ክኸውን ይኽኣል’ምበር ውሽጣዊ መቐረት ሃይማኖቱ ንኸስተማቕር ግን ዕድሉ ጸቢብ’ዩ…..” ኣሚር ዘረባ ከየንውሕ ጥንቃቐ ኣይረሰዐን። “ናይ በሓቂ! ትኽክል!” ዓብዱልዋስዕ ብውሽጡ ስምዒቱ ነዲዱ ግን ኣይገለጾን። ብኣንጻሩ “ሰባት ንሃይማኖት ብናቶም ኣተረጋጉማ እንዳተረድኡ ከከምዝጥዕሞም ክገብርዎ የስተውዕሉ ኢዮም…ምናልባት እዚ ሕጂ ዝገለጽካዮ ናይ ምንባር ዕላማ መሰረቱ ትርጉማዊ ፍልስፍና ዲዩ ወይስ መሰረታዊ መምርሒ እስልምና ኢዩ?” ናይ ዓብዱልዋስዕ መልሲ ናይ ምስማዕ ህርፋኑ ኣብ ሙሉእ ነብሱ ተዘዝታ ፈጢሩሉ። “መሰረታዊ መምርሒ ናይ እስልምና ኢዩ። ኩሎም ትገብሮም ተግባራት ንስለ ኣላህን ምእንቲ ኣላህን ጥራይ ኢዮም ክኾኑ ዘለዎም….ካብ ሰባት ጻማ ትጽበይ ክትከውን የብልካን…ጻማኻ ካብ ኣላህ ከምእትረኽቦ ክትጠራጠር የብልካን…ብድሕሪ’ዚ ጥራይ ኢኻ ሂወትካ ትርጉምን ዕግበትን ትረኽበሉ…….” ኣሚር ኣይቀጸለን። ዓብዱልዋስዕ ኣብዚ ጊዜ’ዚ ወሲኑ! ዕግበት ተሓሪሙዋ ትነብር ዘላ ሂወቱ ትርጉም ክረኽበላ እንተኾይኑ ጉዕዞኡ በቲ ናብ ኣላህ ዝወስድ ጎደና ክኽውን ኣለዎ! “ሻሂ ክደግመካ?” ሰሚራ ካብ ሓሳቡ መሊሳቶ “ሕጂስ ክኸይድ….ከምኡ ድማ እዞም ጎረባብትናን ኣዝማድናን ጥዕም ጥዕም ከብሎም እሞ ገዛ ክምለስ……እ…ኣሚር መዓስ መዓስ’ዩ መደባት ናይ ዕልሚ ዘለኩም? ” ንሰሚራን ኣደይ ዘይነብን ተሰናቢቱወን ንደገ እንዳወጸ ሃንደበት ናብ ኣሚር ሕቶ ኣቕኒዑሉ። ብናይ ዓብዱልዋስዕ ደፋር ውሳነ ዝተሓጎሰ ኣሚር ኩሉ መደባቶም ብንጹር እንዳነገሮ ከፋንዎ ናብቲ ጽርጊያ ወጺኦም።
ኣቡሳልማን September 28/2009
at 1:05 am CANADA- TORONTO
Do You Have Plan ‘B’?
Hurry up, you should
have one to get finan-
cial and time freedom
in no time.
Call
Mohamed:
416-854-2706
-
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 14
Explore Your Past, Present & FutureWith my expertise in healing through prayer
I will help in �xing your problems dramatically.
Visit me to discuss about marriage, love, business, employment, children etc.
Call Ibrahim at416-783-3910
We rent just that you have been looking for:-
* Chair Cover* Table Cover* Bridal Chair
* Groom’s Chair* Confet (guest’s gift)* Bridal Maid’s Flower
* Flower girls* Christening Clothes
* Gift Box
ናይ መርዓ ዳስ፡ ናይ ሕጸ፡ ጥምቀትን ዕለተ-ልደትን ኣዳራሽኩም ብውሕሉል
ኣገባብ ንስልም! ከምኡ’ውን ንዝተፈላለየ ፍርያትና ብርትዓዊ ዋጋ ንሸይጥን
ነካርን! ብድሓን ምጽኡ!
እንቋዕ ጾመ-ረመዳን ንምጽዋም ኣብቅዓቅኩም!
Elegant Decoration For Weddings, Engagements & Birthdays
416-884-2508
For further information please call
Jamila at 416-884-2508
Your Future In A Cup or CardsVisit Intuitive Mishi NOW!for Co�ee Reading and/or
Healing Angel Card Reading Reader for over 20 years
Con�dential & ComfortingMoney? Love? Health?
ASK NOWCALL : 416-707-9790
and leave a message for appointment
Do You Have A Plan ‘B’?Hurry up, you should have one to get financial and time freedom in no time.
Call Mohamed: 416-854-2706
-
Meftih October 2009 Volume 5 Issue 2: page 15
Discount Income Tax Service
* instant Tax Refund* Personal, Business & Cor-porate Tax Returns*Financial, Taxation Advice* Canadian & US Tax Returns* Mortgage Financing* Year Round Tax Services
ናይ 20 ዓመት ተመክሮ ዘለዎ ኪእላ ኣካውንታንት ኢርሚያስ ኣብርሃ፡ ስሉጥ ኣገልግሎት ኣታዊ ግብሪ ሂቡ ገንዘብኩም ብኡ ንብኡ
ይኸፍል፣ ናይ ግሊ፡ ግላዊ ቢዝነስን ኮርፐረይት ቢዝነስን ኣገልግሎት ቀረጽ ብጽፈት የዳሉ። ንብሉጽ ኣገልግሎት ኣታዊ ግብሪ ኩሉ ግዜ
ናብ ኢርሚያስ ኣብርሃ ገስግሱ!870 Bloor St. W. (at Ossington)
Toronto, ON. M6G 1M5Tel-Fax: 416-531-0073
20 Years in businessንብሉጽ ኣገልግሎት ጥዕና መኪናኹም ኩሉ ግዜ ዘርኡ
ተወከሱ!ዝደለኹሞ ጽገና ይገብር፣ ኣብ ዝመረጽኩሞ ግዜ ብርትዓዊ ዋጋ ውሕሉልን ቅልጡፍን
ኣገልግሎት ይህብ!ስለዚ ናይ ሓንጎል ዕረፍቲ
ክትረኽቡ መኪናኹም ንጽገና ናብ ዋንኣ ዘርኡ ልኣኹዋ!
35-37 Clarkson Ave. (Eglinton & Caledonia) Toronto ON. M6E 2T5
Tel:416-782-9889 Fax: 416-782-3025
Call Zeruk for the instant auto services 416-561-0015
Caledon
ia Rd
. Eglinton Ave. W.
3